Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መጻኢ ዓባይ ኢትዮጵያ ናበይ ገጹ እዩ፧

ኣብዚ ዝሓላፈ መዓልታት ኣብ ኢትዮጵያ ሓድሽ ተርእዮ ከም እተኸስተ ናይ ዓለም ናይ ሓበርሬታ መርበባት ከቃልሕኦ ቀንየን። እዚ ድማ ቀዳማይ ሚኒስተር ናይ ኢትዮጵያ፣ ሃይለማርያም ደሳለኝ፡ ብፍቓዱ ካብ ስልጣኑ ክወርድ ዘሓትት ጽሑፉ፣ ናብ ባይቶ ኢትዮጵያ ከም ዘቕረበ

ኣብዚ ዝሓላፈ መዓልታት ኣብ ኢትዮጵያ ሓድሽ ተርእዮ ከም እተኸስተ ናይ ዓለም ናይ ሓበርሬታ መርበባት ከቃልሕኦ ቀንየን። እዚ ድማ ቀዳማይ ሚኒስተር ናይ ኢትዮጵያ፣ ሃይለማርያም ደሳለኝ፡ ብፍቓዱ ካብ ስልጣኑ ክወርድ ዘሓትት ጽሑፉ፣ ናብ ባይቶ ኢትዮጵያ ከም ዘቕረበ ዝሕብር እዩ። እዚ ተረኽቦ’ዚ፣ ኣብ ቀዳማይ ተመስጦኻ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነስ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ ሓድሽ ፖለቲካዊ ባህሊ ይቕልቀል ከም ዘሎ እዩ ዘመልክት።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT