መጠንቐቕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ተደናጋጺ ህ.ግ.ደ.ፍ ኣብ ሲያትል

ከምመቀጸልታ እቲ ኣብ ኩሉ ክፋላት ናይ ዓለም ዝተኻየደን ዝካየድ ዘሎን ናይ ይኣክል ማዕበል ፣ ኣብ ሲያትል እውን ኣዕጋቢ ተሳታፍነት ህዝቢ ዝተንጸባረቀሉ ህሞት እዩ ። እዚ ዝፈጠሮ ተርባጽ ድማ ብኣንጻሩ፡ ውሑዳት ናይ ህ.ግ.ደ.ፍ ወይጦታት ኣብዚ ቀረባ ቅንያት ኣብ ልዕሊ ሓደስቲ ተሳተፍቲ ማዕበል ይኣክል ምግቡዕባዕን ምፍርራሕን ኣብ … Continue reading መጠንቐቕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ተደናጋጺ ህ.ግ.ደ.ፍ ኣብ ሲያትል