Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መንግስቲ ሱዳን፡ ኣብ መንጎ ክልቲኤን ሃገራት ዘሎ ዓሚቚ ምትእስሳር ከምዘሎ ጠቒሱ ምስ ኤርትራ ሃናጺ ዝምድና ከማዕብል ከምዝደሊ ምግላጹ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ።

መንግስቲ ሱዳን፡ ኣብ መንጎ ክልቲኤን ሃገራት ዘሎ ዓሚቚ ምትእስሳር ከምዘሎ ጠቒሱ ምስ ኤርትራ ሃናጺ ዝምድና ከማዕብል ከምዝደሊ ምግላጹ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ። ምኽትል ሓላፊ ናይቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ዑመር ዓጣ ትማሊ ብምኽንያት ዝኽሪ ስዉኣት ኤርትራ ምስ

መንግስቲ ሱዳን፡ ኣብ መንጎ ክልቲኤን ሃገራት ዘሎ ዓሚቚ ምትእስሳር ከምዘሎ ጠቒሱ ምስ ኤርትራ ሃናጺ ዝምድና ከማዕብል ከምዝደሊ ምግላጹ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ።

ምኽትል ሓላፊ ናይቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ዑመር ዓጣ ትማሊ ብምኽንያት ዝኽሪ ስዉኣት ኤርትራ ምስ ኣምባሳደር ስርዓት ህግደፍ ኣብ ካርቱም ድሕሪ ምርኻቡ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፡ ኤርትራን ሱዳንን ኩሉ መዳያዊ ርከባት ከምዘለወን ብምምልካት ምሕያል ክልተኣዊ ዝምድና ንህዝብታት ክልቲአን ሃገር ከምዘርብሕ ኣገንዚቡ።

እዚ ከምዚ ዝኣመሰለ ናይ ድሌት፡ ክልቲኦም መንግስታት ተቓወምቲ ሕድሕድ ይድግፉ ከምዘለዉ ተኻሲሶም ኣብ ወጥሪ ኣትዮምሉ ኣብ ዘለዉሉ እዋን እዩ። እቲ ኣብ መንጎ ስርዓት ህግደፍን ኢትዮጵያን ዝግበር ዘሎ ርክባት ንገዛእ ርእሱ ናይ ገዛእ ርእሱ ድርኺት ከምዝህልዎ `ውን ዝሰሓት ኣይኮነን።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT