Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መርድእ – ሓው ገብረሂወት ደሞዝ

ሓውና ገብረሂወት ደሞዝ ብዝሓደሮ ሕማም ኣብ መበል 54 ዓመቱ ኣብ Bad Urach Krankenhaus ብዕለት 13/10/2018 ዓሪፉ። ንዕለት 20/10/2018 ኣብ Christuskirche Lohmühlestr. 30 72762 Reutlingen ናይ ፍትሓት ጸሎት ክግበር ምዃኑ ንሕብር። በዓልቲ ቤቱ: ወ/ሮ ሉላ ስብሃቱ ምስ ምሉእ ቤተ ሰብ ብተወሳኺ፡ ሓሙስ 18/10/2018 ከምኡ ውን ዓርቢ 19/10/2018

ሓውና ገብረሂወት ደሞዝ ብዝሓደሮ ሕማም ኣብ መበል 54
ዓመቱ ኣብ Bad Urach Krankenhaus ብዕለት 13/10/2018
ዓሪፉ።

ንዕለት 20/10/2018 ኣብ

Christuskirche
Lohmühlestr. 30
72762 Reutlingen
ናይ ፍትሓት ጸሎት ክግበር ምዃኑ ንሕብር።
በዓልቲ ቤቱ:

ወ/ሮ ሉላ ስብሃቱ ምስ ምሉእ ቤተ ሰብ

ብተወሳኺ፡
ሓሙስ 18/10/2018 ከምኡ ውን ዓርቢ 19/10/2018 ኣብ፡
Ridaf
Ringelbachstr. 195
72762 Reutlingen
ካብ ሰዓት 18:00 ከም ዘለና ንሕብር።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT