Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መልእኽቲ ንደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራ

ንወርሒ የካቲት ዕለት 23 ናይ'ዚ ጀሚርናዮ ዘሎና ዓመት፡ ብመኽንያት "ጽንብል ንጽንዓትን መኸተን" ኣብ ዝብል ጉዳይ፣ ከምኡ'ውን ኣብቲ ናይ ዕድመ መጸዋዕታ ቀሪቡ ዘሎ መኽንያት "ነዚ ኣብ ሃገርና ሰፊኑ ዘሎ፡ ሰላምን፡ ምርግጋእን፡ ናይ ምትሕግጋዝን፡ ስኒትን ምስ ኢትዮጵያ፡

ንወርሒ የካቲት ዕለት 23 ናይ’ዚ ጀሚርናዮ ዘሎና ዓመት፡ ብመኽንያት “ጽንብል ንጽንዓትን መኸተን” ኣብ ዝብል ጉዳይ፣ ከምኡ’ውን ኣብቲ ናይ ዕድመ መጸዋዕታ ቀሪቡ ዘሎ መኽንያት “ነዚ ኣብ ሃገርና ሰፊኑ ዘሎ፡ ሰላምን፡ ምርግጋእን፡ ናይ ምትሕግጋዝን፡ ስኒትን ምስ ኢትዮጵያ፡ ብሓፈሽኡ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ሳላ ሓያል ጻዕርን ጽንዓትን መኸተን ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ኢዩ” ተባሂሉ ኣብ ከተማ ጊሰን መሰ ሃለን (Giessen Messe Halle) ኣኼባ ተጸዊዑ ከምዘሎ ተዓዚብና ኣሎና።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT