Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ሳንታ ሮዞ ካልፎርነያ መበል 18 ዓመት ባዓል ናጽነት ኤርትራ

ብኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ንቀዳም ዕለት 23/5/2009 ብኽብሪ ክብዕል ተመዲቡ ስለ   ዘሎ ንኩሉ ብጉዳይ ሃገሩ ዝግደስ ኣብዚ ባዓል ናጽነት ካብ ስዓት11ናይ ንጉሆ ክሳብ ስዓት 5 ናይ ምሸት ናይ ባርቨኪው መደብ ስለ ዘሎ ስድራቤትናን ደቅናን ከይ ፈለና ብምኽንያት ብዓል ናጽነት ሓቢርና ከነብዕሎ ብኽብሪ ንዕድም ኣብ ዝተጠቕሰ ማዓልትን፤ዕለትን፤ስዓትን ግዜ ሓሊኹም ብእዋኑ ንኽትርከቡ ብ ኣክብሮት ነታሓሳስብ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT